ፍትህ ወ ሰላም፡ ሰላም ወ ሰናይ
ብሓልዮት ልሳን ፍትሒ ሰላም ክርስቶስ ንህልዊ ኹነታትና ብብርሃን ~ (1) ቅዱስ መጽሓፍ፡ (2) መዝገበ ሃይማኖት፡ (3) ጉባኤ ቫቲካን 2ይን (4) ትምህርተ ሕብረተሰብ (ኩላዊትን ቤተ ክርስትያን ዓድና) ብምርኣይ ዝቀርብ አስተምህሮን እዋናዊ መግለጽን እዩ። ጨው ምድርን ብርሃን ዓለምን ምእንቲ ክንከውን፡፡ እዛ ምድሪ እዚኣ ... እዛ ዓለም እዚኣ
Listen on:
Episodes

Jan 9, 2026

Dec 21, 2025
Dec 21, 2025
11 min
(1) ኣምላኽ ምንጪ ኹሉ
(2) ኣምላኽ ምኽንያትን መበገስን ኩሉ
(3) ኣምላኽ ቅድሚ እቲ ዓቢ ረጽሚ (ቢግ ባንግ)
(4) ብዘይ ኣምላኽ ሕላዌ የልቦን ባዶሽ
(5) ኣምላኽ ዕላማ ኣተና ኹሉ ፍጡር
(6) ኣንብብ፡ ግብሪ ሓዋርያት 17፡28 ምኽንያቱ ገሊኦም ካብቶም ተቐነይትኹም ‘ንሕና ደቂ ኣምላኽ ኢና’ ከም ዚብልዎ፥ ‘ብእኡ ኢና እንነብርን እንዋሳወስን፥ ብእኡ ኸኣ ኢና ዘሎና’።

Dec 15, 2025

Nov 30, 2025
Nov 30, 2025
24 min
(1) ተልእኾ ምእመናን #5 ኣብ ቤተ ክርስትያንን ዓለምን
(2) ትምህርተ ሕብረተሰብ ጳጳሳት ዓድና #11 ሓዋርያዊ መልእኽታት
ሓምለ 1991 ሰላምን ምዕብልናን
ሚያዝያ 1993 መሰልን ግብኡነትን
ነሓሰ 1995 ርክብ ሃይማኖትን መንግሥትን
ግንቦት 2000 ምሕጽንታ ሰላም
ግንቦት 2001 ነዛ ሃገር እግዚኣብሔር የፍቅራ እዩ
ነሓሰ 2001 መንፈስ ዕርቅን ምውህሃድን
ሰነ 2003 ንሕዝበይ ኣጸናንዑ
ነሓሰ 2004 ብተስፋ በርትዑ
ሕዳር 2007 ኣምላኽ እንተዘይሃነጸ
ግንቦት 2014 ሓውኻ ኣበይ ኣሎ
ሚያዝያ 2019 ሰላም ንዝቀረቡን ዝረሓቁን (ጻውዒት ንሃገራዊ ዕርቀ ሰላም)
(3) ኢዮቤል ዓድናን ኩነታትናን
ህጹጽ ~ ሰላም ንዝቀረቡን ዝረሓቁን (ጻውዒት ንሃገራዊ ዕርቀ ሰላም)
መሠረታዊ ~ ነዛ ሃገር እግዚኣብሔር የፍቅራ እዩ

Nov 29, 2025
Nov 29, 2025
22 min
(1) ፍትህ ወ ሰላም | ሰላም ወ ሰናይ
(2) ጨው ምደሪ | ብርሃን ዓለም
(3) ወንጌል ሕብረተሰብን ስነ ፍጥረትን
(4) 5 ኣዕኑድ ልሳን ፍትሒ ሰላም ክርስቶስ
(5) ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ | ኣቦ ድኻታት
(6) ታሪኽ ተመክሮ ተስፋና
(7) ተስፋ ትንሳኤ | ተስፋ ፍትሕን ፍትሓትን

Nov 23, 2025
Nov 23, 2025
26 min
(1) ኣፍቅረኩም እየ (ራእይ 3፡8)
(2) ውርደት ባርያኡ ~ ማርያም ኢዮቤል
(3) ቅዱስ ፍራንቸስኮ ብዙሓት ቅዱሳንን ንድኻታት
(4) ኣምላኽ ንድኻታት መረጸ | ቀዳምነት ድኻታት
(5) ቤተ ክርስትያን ንድኻታት
(6) ዝቅጽል ዘሎ ታሪኽ
(7) ቀጻሊ ብድሆና ~ ፍትሕን ሰላምን

Nov 15, 2025
Nov 15, 2025
23 min
(1) እታ ተስፋ ኣይተሕፍርን እያ (ሮማ 5፡5) ክርስቶስ ተስፋ ዓለም
(2) ነጋዲያን ተስፋ (28 ታሕሳስ 2024 - 06 ጥሪ 2026)
(3) ምልክታት ተስፋ ኣብ ግዜና ፍትሕን ፍትሓትን
(4) ጠለባት ተስፋ፡ ውግእ ዓለም ደው ክብል ምሕረት ዕዳ ድኻታት ሃገራት
(5) መልሕቕ ተስፋ ( ውሽጣዊ ኣተናን ድርኺት ንላዕልን ንቅድሚትን)
(6) ማርያም ተስፋ ኣዳም
(7) ቃል ኣምላኽ ንህያው ተስፋ

Nov 9, 2025
Nov 9, 2025
18 min
(1) ኣፋቒሩና (ሮማ 8፡37) ሰብኣዊ መለኮታዊ ልቢ ኢየሱስ
(2) ልቢ = ማእከል ኩለንትና ሰብ
(3) ልቦና = ተግባርን ቋንቋን ፍቅሪ
(4) ክንድዚ ዘፍቕር፡ ዝርሕርሕ፡ ቦቕባቕ ልቢ
(5) ድምጺ ኣምላኽን ጽምኢ ሰብን ዘርዊ መስተ ፍቕሪ
(6) ፍቅሪ ብፍቕሪ ~ ሞሳ ፍቕሪ
(7) ኣገልግሎት ፍቕሪ (ግብረ ፍትሕን ግብረ ፍትሓትን)

Nov 7, 2025
Nov 7, 2025
22 min
(1) ፍቅሪ ኣምላኽ ኣደ ተሰፋና (ሮማ 5፡1-5)
(2) ክርስቶስ ተስፋና (1 ጢሞ 1፡1)
(3) ብተስፋ ኢና ዝደሓና (ሮማ 8፡24)
(4) ብዝፈልየ ይነብር = እምነት ይነብር
(5) ፍቕሪ = ክፋት ቅዱስ ልቢ መንፈስ ኢየሱስ
(6) ፍቕሪ = ክፈት ልቢ ድኻታት | ውጹዓት
(7) ፍቕሪ = ግብረ ፍትሒ + ግብረ ፍትሓት

Oct 30, 2025
Oct 30, 2025
20 min
(1) ዓመተ ዕረፍቲ፡ ዓመተ ኢዮቤል (#25)
(2) ግብረ ፍትሕን ግብረ ሠናይን (#83)
(3) ጨው ምድሪ ብርሃን ዓለም (#84)
(4) ኢዮቤል ቀጻልን ወትሩ ዝሕደስን (#85)
(5) ሓጢኣት ድርብ ቁስሊ (#117)
(6) ማሕበራዊ ሓጢኣት (#118)
(7) ኢዮቤል ፍትሕን ፍትሓትን፡ ሕብረተሰብን ሰብን
