ፍትህ ወ ሰላም፡ ሰላም ወ ሰናይ

ብሓልዮት ልሳን ፍትሒ ሰላም ክርስቶስ ንህልዊ ኹነታትና ብብርሃን ~ (1) ቅዱስ መጽሓፍ፡ (2) መዝገበ ሃይማኖት፡ (3) ጉባኤ ቫቲካን 2ይን (4) ትምህርተ ሕብረተሰብ (ኩላዊትን ቤተ ክርስትያን ዓድና) ብምርኣይ ዝቀርብ አስተምህሮን እዋናዊ መግለጽን እዩ። ጨው ምድርን ብርሃን ዓለምን ምእንቲ ክንከውን፡፡ እዛ ምድሪ እዚኣ ... እዛ ዓለም እዚኣ

Listen on:

Episodes

Oct 24, 2025

22 min

(1) ዕብራዊ ኢየሱስ (ማሕበረ ቁጠባ) (2) ኢዮቤል ኢየሱስ (ነቢይ ኢሳይያስ) (3) አዋጅ ተግባራዊ ደግመ ስርርዕ ሕብረተሰብ (ሓርነት ባራዩ፡ ምስራዝ ዕዳ፡ መሬት ናብ ዋንኡ፡ ዕረፍቲ መሬት) (4) ኩነት ፋሲካ (ምስግጋር) (5) መንነት ሕዝቢ ኣምላኽ (6) ሃይማኖተ ፍትሕን ፍትሓትን (7) ኢየሱስ ኢዩቤልና

Oct 19, 2025

20 min

(1) ብሥራት (ባህታ፡ ሓጎስ፡ እልልታ፡ ዮሃና፡ ኢዮቤል (ሉቃስ 4 : 16-21)
(2) ኣስተዋጽኦ ትምህርተ ሕብረተ ሰብ (ዓንቀጽ 25)
(3) ኣፍቂሩና እዩ (ኦቦና ፍራንቸስኮ 2024)
(4) ኢዮቤል 2025 ~ እታ ተስፋ ኣይተሐፍርን እያ (ፍራንቸስኮ 2025)
(5) ኣፍቒረኩም እየ (ኣቦና ሊዮን - ቅዱስ ፍራንቸስኮ 4 ጥቅምቲ 2025)
(6) ጉዕዞ ብሥራት ንድኻታት (ውጹዓት) ~ ኢሳያስ ነቢይ ~ 2013 ባህታ ወንጌል
(7) ጉዕዞ ትምህርተ ሕብረተሰብ ~ ሊዮን 13 (1891) ክሳዕ ሊዮን 14 (2025)

Oct 19, 2025

13 min

ትምህርተ ሕብረተሰብ፡ ትምህርተ ሰንበት
(1) ብሓልዮት ልሳን ፍትሒ ሰላም ክርስቶስ
(2) ኣርባዕተ ኣዕኑድ (ምንጪታት)
(3) ኣኽናፍ እምነትን ኣእምሮን
(4) ጸሎትን ጻዕርን (ብሕትን መኣድን)
(5) ኢዮቤል ኢየሱስ (ዓመተ ኢዮቤል ተስፋ 2025)
(6) መኽፈቲ ጸሎት
(7) መዛዘሚ ጸሎት

Jul 5, 2025

15 min

Eritrean Catholic Movement Lisan Fthi

Jun 15, 2025

15 min

Eritrean Catholic Movement Lisan Fthi

Lsan Fthi intro

May 24, 2025

May 24, 2025

1 min

Copyright 2025 All rights reserved.

Podcast Powered By Podbean

Version: 20241125